ኣርኢ መጻሕፍቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘፍጥረት ዘጸኣት ዘሌዋውያን ዘሁልቍ ዘዳግም እያሱ መሳፍንቲ ሩት 1 ሳሙኤል 2 ሳሙኤል 1 ነገስት 2 ነገስት 1 ዜና መዋእል 2 ዜና መዋእል እዝራ ነህምያ ኣስቴር እዮብ መዝሙር ምሳሌ መክብብ መሃልየ መሃልይ ኢሳይያስ ኤርምያስ ድጕዓ ህዝቅኤል ዳንኤል ሆሴእ ዮኤል ኣሞጽ ኦብድያ ዮናስ ሚክያስ ናሆም ኣንባቆም ጸፎንያስ ሃጌ ዘካርያስ ሚልክያስ ማቴዎስ ማርቆስ ሉቃስ ዮሃንስ ግብሪ ሃዋርያት ሮሜ 1 ቈረንቶስ 2 ቈረንቶስ ገላትያ ኤፌሶን ፊልጲ ቈሎሴ 1 ተሰሎንቄ 2 ተሰሎንቄ 1 ጢሞቴዎስ 2 ጢሞቴዎስ ቲቶስ ፊልሞን እብራውያን ያእቆብ 1 ጴጥሮስ 2 ጴጥሮስ 1 ዮሃንስ 2 ዮሃንስ 3 ዮሃንስ ይሁዳ ራእይ ምዕራፍ 1 2 3 4 5 6 7 ሚክያስ ምዕራፋት 1 2 3 4 5 6 7 ትሕዝቶ 1 ኣብ ልዕሊ ሰማርያን ይሁዳን እተፈርደ ፍርዲ (1-16) እቲ ጸገም ብሰሪ ሓጢኣትን በደልን መጸ (5) 2 ጨቈንቲ ወይለኦም! (1-11) እስራኤል ብሓደ ኺእከብ እዩ (12, 13) ኣብታ ምድሪ ጫውጫውታ ህዝቢ ኪኸውን እዩ (12) 3 መራሕትን ነብያትን ተዀነኑ (1-12) ሚክያስ ብመንፈስ የሆዋ ሓይሊ ተመልአ (8) ካህናት ብገንዘብ ይምህሩ (11) የሩሳሌም ኵምራታት ዑና ኽትከውን እያ (12) 4 ከረን የሆዋ ልዕል በለ (1-5) ኣስያፍ ናብ ማሕረሻታት (3) ‘ንሕና ብስም የሆዋ ኽንመላለስ ኢና’ (5) ናብ ቀደማ እተመልሰት ጽዮን ክትብርትዕ እያ (6-13) 5 ኣብ ኵላ ምድሪ ዓብዪ ዚኸውን ገዛኢ (1-6) ገዛኢ ኻብ ቤት-ልሄም ኪወጽእ እዩ (2) ተረፍ ከም ኣውልን ከም ኣንበሳን ኪኸውን እዩ (7-9) እታ ምድሪ ኽትጸሪ እያ (10-15) 6 ኣምላኽ ኣንጻር እስራኤል ዘቕረቦ ጕዳይ (1-5) የሆዋ እንታይ እዩ ዚደሊ፧ (6-8) ፍትሒ፡ ተኣማንነት፡ ትሕትና (8) በደል እስራኤልን መቕጻዕቱን (9-16) 7 ክፉእ ስነ ምግባር እስራኤል (1-6) ንሰብ ጸላእቱ ቤተ ሰቡ እዮም (6) ‘ንኣምላኽ ክጽበዮ እየ’ (7) ህዝቢ ኣምላኽ ሓቆም ምንባሮም ተረጋገጸ (8-13) ጸሎት ሚክያስን ንኣምላኽ ዘቕረቦ ውዳሰን (14-20) ምላሽ የሆዋ (15-17) ‘ከም የሆዋ ዝበለ ኣምላኽ መን እዩ፧’ (18) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ሚክያስ—ትሕዝቶ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም ሚክያስ—ትሕዝቶ ትግርኛ ሚክያስ—ትሕዝቶ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/1001061100/univ/wpub/1001061100_univ_sqr_xl.jpg nwt ሚክያስ ገጽ 1114