ንቕሑ! ቍ. 3 2018 | ንሓዘንተኛታት ዚኸውን ሓገዝ
ንሓዘንና ምእንቲ ኽንክእሎ፡ ካበይ ሓገዝ ክረክብ ንኽእል፧
እዘን ዓንቀጻት እዚአን፡ ሰብካ ምስ ዚሞተካ እንታይ ክትጽበ ኸም እትኽእልን ንሓዘንካ ንምኽኣሉ እንታይ ግብራዊ ስጕምትታት ክትወስድ ከም እትኽእልን ይገልጻ።
ምረት ሓዘን
ሞት መጻምድቲ፡ ሞት ዘመድ፡ ወይ ሞት ፈታዊ ኣዝዩ ዜጨንቕን ዜጕህን እዩ። ነዚ ብዚምልከት፡ ክኢላታትን ሰቦም ዝሞቶም ሓዘንተኛታትን እንታይ ከም ዚብሉ ኣንብብ።
እንታይ ክትጽበ ትኽእል፧
ሓደ ሰቡ ዝሞቶ ሓዘንተኛ፡ እንታይ ስምዒታትን ብድሆታትን ኪጽበ ይኽእል፧
ንሓዘን ምኽኣሉ—ሕጂ እንታይ ክትገብር ትኽእል
ሰቦም ዝሞቶም ብዙሓት ሰባት እተወሰነ መሰረታዊ ስጕምትታት ብምውሳድ፡ ተጸናኒዖም እዮም።
ንሓዘንተኛታት ዚኸውን ብሉጽ ሓገዝ
መጽሓፍ ቅዱስ ንሓዘንተኛታት ዚኸውን ብሉጽ ሓገዝ ይህብ እዩ።
ኣብዛ ሕታም እዚኣ፦ ንሓዘንተኛታት ዚኸውን ሓገዝ
እዛ ሕታም ንቕሑ! እዚኣ፡ ንሓዘንተኛታት ዚኸውን መጸናንዕን ግብራዊ ሓገዝን ሒዛ ኣላ።