ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ነሓሰ 2015

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 28 መስከረም ክሳዕ 25 ጥቅምቲ 2015 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ታሪኽ ህይወት

“ብዙሓት ደሴታት ባህ ይበሎም”

ታሪኽ ህይወት እቲ ኣባል ኣመሓዳሪ ኣካል ኰይኑ ዜገልግል ጀፍሪ ጃክሰን ኣንብብ።

ነታ ዘይተቋርጽ ፍቕሪ የሆዋ ኣስተንትነላ

የሆዋ ኣብ ኣጸጋሚ እዋናት እውን እንተ ዀነ ምሳኻ ኸም ዚኸውን ክትተኣማመን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ነቒሕካ ተጸበ!

ኣብዚ መወዳእታ ዚቐርበሉ ዘሎ እዋን ብዝያዳ ንቑሓት እንዀነሉ ኽልተ ኣገዳሲ ረቛሒታት ኣሎ።

ኣብ ሓዳስ ዓለም ንእትረኽቦ ህይወት ካብ ሕጂ ተዳለወሉ

ህዝቢ ኣምላኽ ምስቶም ናብ ካልእ ሃገር ኪግዕዙ ዚሓስቡ ሰባት ብብዙሕ መዳያት ይመሳሰሉ እዮም።

ነቲ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት እትምስርቶ ዕርክነት ተጠንቀቐሉ

ኣዕሩኽ ዚብሃሉ፡ እቶም ምሳታቶም ኴንካ ግዜ እተሕልፍ ሰባት ጥራይ ኣይኰኑን።

ካብ ዮሃና እንታይ ንምሃር፧

ንየሱስ ምእንቲ ኽትስዕብ ኣብ መዓልታዊ ናብራኣ እንታይ ለውጥታት ክትገብር የድልያ ነይሩ፧

ካብ መዛግብትና

“የሆዋ ሓቂ ኽትፈልጡ ኢሉ እዩ ናብ ፈረንሳ ኣምጺኡኩም”

እቲ መንግስቲ ፈረንሳን መንግስቲ ፖላንድን ኣብ መስከረም 1919 ንስደተኛታት ዚምልከት እተፈራረማኦ ውዕል ኣወንታዊ ውጽኢት ነይርዎ እዩ።