ወረቐት ዕዮ ገንዘብካ ምክዋን ኣጻውት ወጻኢታትካ ኽትቈጻጸር ዚሕግዘካ ወረቐት ዕዮ። ኣራግፍ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ወረቐት ዕዮ ንመንእሰያት መንእሰያት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መንእሰያት ዚሓትትዎ ወጻኢታተይ ክቈጻጸር ዝኽእል ብኸመይ እየ፧ ክትርኢ ኢልካ ጥራይ ናብ ዕዳጋ ኣቲኻስ፡ ክቡር ንብረት ዓዲግካ ወጺእካዶ ትፈልጥ፧ ከምኡ ትገብር እንተ ዄንካ፡ እዛ ዓንቀጽ እዚኣ ኽትሕግዘካ ትኽእል እያ። ስእሊ ሰሌዳ ንገንዘብካ ብኸመይ ተካውኖ፧ ሕጂ ገንዘብ ኣዋህልል፡ ደሓር ኬዕቝበካ እዩ። ተወሳኺ ርእሰ ነገራት ቈጢብካ ምንባር ብሃንደበት ዝነበረካ ኣታዊ ምስኣን ዜጨንቕ እኳ እንተ ዀነ፡ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ጥበባዊ ምኽሪ ኣብ ተግባር ምውዓል፡ ብውሑድ ገንዘብ ክትነብር ኪሕግዘካ እዩ። ልኣኽ ልኣኽ ገንዘብካ ምክዋን ወረቐት ዕዮ ገንዘብካ ምክዋን ትግርኛ ገንዘብካ ምክዋን https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502017204/univ/art/502017204_univ_sqr_xl.jpg